መቐለ —
ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንህዝቢ ክልል ትግራይን ሊሂቃንን ብዝብል ዘሕለፍዎ መልእኽቲ “ንህዝቢ ናብ ሻቕሎት ዘእተወ’ዩ ክብላ፡” ሓላፊት ቤትፅሕፈት ህወሓት ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ተዛሪበን። ወይዘሮ ፈትለወርቅ መበል 50 ዓመት ምስረታ ህወሓት ከመይ ከምዝኽበር ጠሚቱ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ፡ “እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ህዝቢ ክልል ትግራይ ከም ደላዪ ኲናት ዘምስል ዘቕረብዎ እውን ተቐባልነት የብሉን፡” ኢለን።
እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፡ ንመበል 50 ዓመት ምስረታ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንምፅንባል፡ ክልተ ወገናት ህወሓት ነናቶም ኮሚተ ኣቚሞም ምድላዋት ይገብሩ ኣለዉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ