ኣካፍል
መሕተሚ
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ህውሓት/ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣባላቱ ዝተሳተፍሉ ውድባዊ ኮንፈረንስ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ መቐለ ጀሚሩ።ኣብቲ ኮንፈረንስ ኣባላት ኣመርራሓ፡ ኣባል ውድባት ኢህወዴግ እውን ይሳትፉ ከምዘለው ተፈሊጡ’ሎ።
ምሉእ ዝርዝር ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available