መቐለ —
ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት፡ ድሕሪ “ወፍሪ እምቢታ” ዝሰመዮ ዕጹው ኣኼባ ምዝዛሙ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብስም ምፍናውን ምጥያስን ናብ ሲቪላዊ ናብራን (DDR) ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንሰራዊት ይብትል ኣሎ ክብል ከሲሱ። ካቢነ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ድሕሪ መግለጺ ኣብ ዘውጽኦ ምላሽ ግን ግብረ-መልሲ ናይቲ ዝቐረበሉ ክሲ ከይሃበ፡ ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ንምትግባር ኵላቶም መሻርኽቲ ኣካላት ተሳትፎኦም ከሕየሉ ጸዊዑ ኣሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ