ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ልዕሊ ክልተ ሽሕ ተሳተፍቲ ዝተረኽብሉ ጉባኤ ሰላም፡ ልምዓትን ደሞክራስን ኣብ ከተማ መቐለ ይካየድ ኣሎ


ነቲ ብዛዕባ ሰላም፡ ልምዓትን ዲሞክራሲን ክመያየጥ ዝተመደበሉ ጉባኤ ዝኸፈቱ ኣቦ-መንበር ሕወሓትን ም/ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይን ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል “ ውድብና መንግስትናን ህዝብናን ብዝገበርዎ ርብርብ ኣብ ሃገርናን ክልልናን፡ ኣብ ፖለቲካዊ ኤኮኖሚያውን ማሕበራውን ጉዳያት ዓበይቲ ለውጥታት ኣመዝጊቦም ህዝብና ተጠቃሚ ኾይኑ” ኢሎም።

እቲ ትማሊ ረቡዕ ዝተኸፍተ ዋዕላ፡ ንኣርባዕተ መዓልታት ከምዝቕጽል ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣለም ፍስሃ ካብ`ቲ ቦታ ሓቢሩ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG