ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕጹው ኣኼባ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሓዱሽ መራሒ ብምምራጽ ተዛዚሙ


ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እቲ ኣብ መቐለ እናካየዶ ዝቐነየ ዕጹው ኣኼባ ዛዚሙ።

'ብመሰረት ዝቐነየ ጽዑቕን በሊሕን ገምጋም፣ ነቐፌታን ዓርሰ ነቐፌታን ጸርዮም ዝወጹ' ንዝበሎም ኣባላት ኣመራርሓ መሪጹ ኣሎ።

ዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ኣቦ መንበር ህወሓት

ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ምክትል ኣደ መንበር

ኣባላት ፖሊስ ቢሮ

ኣቶ ጌታቸው ኣሰፋ፣ ኣቶ ኣቶ ኣስመላሽ ወ/ስላሴ፣ ኣቶ ዓለም ገ/ዋህድ፣ ዶ/ር ኣብራሃም ተከስተ፣ ወ/ሮ ኬርያ አሕመድ፣ ዶ/ር ኣዲስዓለም ባሌማን ኣቶ ጌታቸው ረዳን ኮይኖም ኣለው።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ማእከላይ ኮሚተ ህወሓት ዝተኻየደ ለውጢ መሪሕነት

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG