ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ህወሓት/ኢህወደግ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ክሳብ ዘየርአየ ኣብ ውሽጡ ዝገብሮ ዘሎ ሽግሽግ ትርጉም የብሉን` ኣስገደ ገብረስላሰ


ህወሓት/ኢህወደግ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ክሳብ ዘየርአየ ኣብ ውሽጡ ዝገብሮ ዘሎ ሽግሽግ ትርጉም ከምዘይብሉ ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሰ ገሊፆም

ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሰ ቅድሚ 35 ዓመታት ናብ ደደቢ ትግራይ ወፂኦም ዕጥቓዊ ቓልሲ ካብ ዝጀመሩ 11 ተጋደልቲ ህወሓት ሓደ እዮም።ሕዚ ድማ ፈፃሚ ስራሕ ዓረና ትግራይ ብምኻን ይቃለሱ ከምዘልው ይገልፁ።

ኣቶ ኣስገደ ርክብ ህወሓትን ህዝባዊ ግንባር ኤርትራን ከምኡ’ውን ውሽጣዊ ጉዳይ ህወሓት ዝዝትዩ ሰለስተ መፃሕፍቲ ፅሒፎም ኣለው።ዝሓለፈ ሰንበት ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ መፃሕፍቲ ናይ ፊርማ ስነስርዓት ኣካይዶም ኣለው።

ኣቶ ኣስገደ ብዛዕባ ምውፃእ ጥሮታ ኣቶ ስብሓ ነጋ እንትዛረቡ ክሳብ ሕዚ’ውን ክፀንሑ ኣይነበሮምን ይብሉ።

XS
SM
MD
LG