ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደራሲ “ጋህዲ” ኣብ ኣመሪካ ዑደት የካይዱ


ካብ መንጎ ቐዳሞት 11 መስረቲ ሕወሓት ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሰ፡ “ጋህዲ 3” መጽሓፎም ንምልላይ ኣብ ኣመሪካ ይርከቡ

ኣብ ኢትዮጵያ መጻሕፍቶም ንምሕታምን ንምሻጥን ዝተፈላለየ ጸቕጥታት ከምዝግበረሎም ዝገለጹ ኣቶ ኣስገደ፡ ሎሚ ዘለዉ መራሕቲ ሕወሓት ዘመጉሶም`ምበር ዝነቕፍኦም መጻሕፍቲ ከምዘይጻወሩ ገሊጾም።

ኣብ ስቲድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቦም ዝገበርዎ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ነዚ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል። ካልኣይ ኽፋሉ ግን ኣብ ዝቕጽል ፈነወና ተኸታተሉ።

XS
SM
MD
LG