ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህወሓት ዝፀንሑ የፋኑ፡ ንኻልኦት ድማ ይምለስ


ህወሓት ዝፀንሑ የፋኑ፡ ንኻልኦት ድማ ይምለስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:28 0:00

ማእከላይ ኮሚተ ህወሓት ድሕሪ ዝገበሮ ርክብ፡ “ምስጢር ውድብ ናብ ፀላኢ የሕሊፈን” ብዝብል ክሲ ንኣባል ፈጻሚት ስራሕ ህወሓትን ናይ ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያን ዝነበራ ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂምን ኣባል ማእከላይ ኮሚተ ዝነበራ ወ/ሮ ሙሉ ገ/ሄር ካብ ኣባልነትን መሪሕነትን እቲ ውድብ ከም ዝተሰናበታ ኣፍሊጡ። እዚ ዝኸውን ዘሎ እቲ ውድብ ንጉባኤ ይቀራረበሉ ኣብ ዘሎ እዋን’ዩ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ተንተንቲ ግን ዝዀነ ለውጢ ከም ዘየምጽእ ይምጉቱ።

​
XS
SM
MD
LG