ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህወሓት ምስ ህግሓኤ ዝነበሮ ርክብ ንረብሓ ህወሓት ዘረጋገፀ'ዩ ይብሉ ኮለነል ይትባረክ ኣማረ


ንመፅሓፍ ኣቶ ኣስገደ ኣበርቲዖም ይነቅፉ።ምስ ገሊኡ ኣተናትና ግና ይሰማምዑ

ካብ 1968 ዓም ኣቆፃፃራ ኢትዮጵያ ጀሚሩ ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህወሓት ዝተሰለፉን ክሳብ ምውዳቅ ስርዓት ደርግ ብተዋጋኣይነትን መዋግእን ድሕሪ ምውዳቅ ስርዓት ደርግ ክሳብ ኮለነልነት ከምዝበፅሑ ይዛረቡ ኣቶ ይትባረክ ኣማረ።ብዘይካ'ዚ ብደረጃ ዲፕሎማትነት'ውን ሰሪሖም'ዮም።

ብዛዕባ "ጋህዲ" ትብል ኣቶ ኣስገደ ገ/ስላሰ ዝሰነድዋን ንታሪኽ ህወሓት ትትንትን መፅሓፍ ክዛረቡ ከለው ድማ "ቀንዲ ዕላማ ኣቶ ኣስገደ ብድሕረይ ደንደር ኣይትብቆላ" ዝዓይነቱ'ዩ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG