ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብዶ/ር ደብረጽየን ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ዝርከቦም ኣመራርሓ ካብ መዝነቶም ክወርዱ ምውሳኑ ኣፍሊጡ


ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ሎሚ 27 መስከረም 2017 ጀሚሩ፣ ካብ ስልጣን ክወርዱ ምውሳኑ ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።

ኣይተ ጌታቸው ሓዊሱ ነቲ ኣሰሓሓባይ ጉባኤ ዝተቓወሙ 13 ኣመራርሓ ሒዞምዎ ዝፀንሑ ቦታ ብህወሓት ዝተመደቡ ብምንባሮም ካብ ስልጣን ንክለዓሉ ከምዝተወሰነ እቲ መግለፂ ሓቢሩ።

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ብዶክተር ደብረፅዮን ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ሕጋዊ ስጉምቲ ምውሳድ ከምዝጅመር ኣፍሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG