ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መነባብሮ ኣብ ትግራይ ንምምሕያሽ ዛጊድ ዝተገብሩ ፃዕሪታት ኣዎንታዊ ለውጢ ከምዝተራኣዮ ዝሕብሩ ኣባላት መሪሕነት ህወሓት፣ልምዓት ድማ ካብ ዝሰልጠኒ ሓይሊ ሰብ ብሳይንሳዊ መንገዲ ዝረጋገፅ‘ዩ ይብሉ።

እቶም ወከልቲ ወሲኾም፣ህዝቢ ትግራይ/ኢትዮዽያ ንግድብ ኣባይ ክግድብ ምውሳኑ፣ገንዘባዊ ዓቅሙ ከምዝሓየለ ዘርኢ‘ዩ ይብሉ።

ተቃወምቲ ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ መሰላት ኣይኽበርን።ተቃወምቲ ከምድላዮም ክንንቀሳቀስ ኣይካኣልናን ኢሎም ከምዝነቅፉ ይዝከር።ናይ ሎሚ ኣጋይሽና ግና፣እቲ ዘቃልሕዎ ዘሎ ተቃውሞ ንባዕሉ መሰል ከምዘለዎም ዘረጋግፅ‘ዩ ዝብል መልሲ ይህቡ።
XS
SM
MD
LG