መቐለ —
ሻብዓይ ኮንፈረንስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህውሓት ተዛዚሙ።
እቲ ልዕሊ 2,000 ላዕለዎት ኣመራርሓ ህውሓትን ኣስታት 200 ላዕለዎት ኣመራርሓ መላፍንቲ ውድባትን ዝተኻፈላሉ ኮንፈረንስ 12 ነጥቢ ዝሓዘ ናይ መርገፂ መግለፂ ብምውፃእ እዩ ትማሊ ተዛዚሙ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available