ፖለቲካዊ ፓርትታት ክልል ትግራይ ንመግለጺ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ይቃወሙ
ስምምዕ ንዘላቒ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ካልኣይ ዓመቱ ኣብ ዘቑጸረሉ መግለጺ ዝሃቡ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ ኣብ ጉዳይ ምምላስ ተመዛበልቲ ኣመልኪቶም ዝጠቐሱዎ ብወገን ክልል ትግራይ ናይ ተቓውሞ መግለጺ ኣስዒቡ ኣሎ። ብሊንከን ኣብ መግለጺኦም፡ “ተመዛበልቲ ናብ መንበሪታቶም ተመሊሶም፡” ንዝበሉዎ ውድብ ህወሓት፡ ውድብ ሳልሳይ ወይነን ውድብ ናጽነት ትግራይን መግለጺ ብሊንከን፡ ብሕልፊ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ምስቲ ክውንነት ዘይሳነ’ዩ ኢሎም።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 12, 2024ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
-
ታሕሳስ 11, 2024ቤተ-ጥበብ ምንያ -- ንተሃድሶን ጥበብን
-
ታሕሳስ 11, 2024ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ
-
ታሕሳስ 10, 2024ሲሃም ዓሊ -- 12 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ
-
ታሕሳስ 09, 2024ትንታነ - ሶርያ ድሕሪ ኣሰድ ክሕሻ ዲዩ ወይስ ክደግሳ?