ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምርሑ ጉጅለ ህወሓት ጉባኤ ንምክያድ ምድላው ምዝዛሙ ሓቢሩ
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ኣብ ዘይሃቦ ጉባኤ ዘይተሳተፉ ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምርሑ ጉጅለ ህወሓት ሕጋዊ ዝበልዎ “መበል 14 ጉባኤ” ንምክያድ ምድላዋት የካይዱ ምህላዎም ገሊፆም። ኣብዚ ጉዳይ ካብቲ ካልኣይ ጉጅለ ህወሓት ምላሽ ንምርካብ ዝገበርናዮ ፃዕሪ ኣይሰመረን። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ብዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት፣ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ፣ ኣብቲ ጉባኤ ክሳተፉ ካብ ዝግበኦም እቶም 83 ሚእታዊ ምስታፎም ገሊፁ ነይሩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ