ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህወሓት ድሕሪ 22 ዓመታት ምሕደራ ኣብ ትግራይ እንታይ ፈፂሙ?


TPLF
TPLF
ህወሓት ገዛኢ ፓርቲ ኮይኑ ንትግራይ ክርከብ ከሎ ኣብ ኩለ-መዳያዊ ኣብ ኣዝዩ ዝተሓተት ዝደኸመን ብርኪ ከምዝነበረ ዝጠቅስ ሓላፊ ቢሮ ፖለቲካ ህወሓት ኣቶ እያሱ ተስፋይ ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ግና መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግራይ ንደርቂ ዝፃወር ቁጠባ ከምዘጥረየ ይሕብር።

ስለዚ እቲ ውድብ ህዝቢ ንዝሃቦ ሕድሪ ተሸኪሙ ሕዚ‘ውን ትግራይ ዝማዕበለትን ትባሃግን ትምግባር ብዝላዓለ ምንቅስቃስ ይፍፅም ዘሎን ብፅንዓት ዘትግብር ዘሎን’ዩ ህዝብና‘ውን በዚ ሕጉስ‘ዩ ይብል ኣቶ እያሱ።

ንኩነተ-ዴሞክራሲ ኣብ ትግራይን ብተቃወምቲ ዝቀርብ ክሲ ኣመልኪቱ ኣቶ እያሱ ኣብ ዝሃቦ ሪኢቶ “ህወሓት ስለዴሞክራሲያዊ ስርዓት ኢሉ ኣሻሓት ዝገበረን ካልኣይ ህዝቢ ትግራይ እዚ ግበር ተባሂሉ ተገዲዱ ዝንቀሳቀስ ህዝቢ ኣይኮነን፣ህዝቢ ዓፊንካ ምንባር ይካኣል‘ዩ ዝብል እምነት ዘለዎም ፀረ ህዝቢ ኣረኣእያ‘ዩ” ይብል።
ሙሉእ ቃለ-ምልል ምስ ኣቶ እያሱ ተስፋይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:11 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG