ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሒን ኣባላትን ዲምህት ናብ ኢትዮጵያ ዘእተዎም ስምዒት ቅብፀት ክኸውን ይኽእል'ዩ ኢሎም ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ


ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ
ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ

‘ኣባላት ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቃስ ህዝቢ ትግራይ (ዲምህት)፣ናብ ኤርትራ ዝዘለቁ፣ ወፅኣ ኢህወዴግ መሪርዎምን፣ተቃሊሶም ለውጢ ንምምፃእ’በር ኣብ ኤርትራ ቀለብ እናተሰፈረሎም ጊዜኦም ንምብኻን ኣይነበረን። ስለዚ ከምባዓል ሞላ ኣስገዶም ዝበሉ መራሕቲ ነቲ ኩነታት መዝሚዞም ኣብ ረብሓኦም ከውዕልዎ ባህርያዊ’ዩ’ ይብሉ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ።

ንሶም ነዚ ሪኢቶ’ዚ ዝሃቡ ‘ብመሰረት መንግቲ ኢትዮጵያ ዝሃቦ መግለፂ' ኣስታት 800 ዕጡቃት ሚስጢራዊነት ስርሒት ዓቂቦም ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ክወፁ ዝኻኣሉ? ንዝብል ሕቶ ኣብ ዝመለስሉ እዋን’ዩ።

እንተኾነ ‘ናይ ኣቦ መንበር ዲምህት ኣቶ ሞላ ኣስገዶምን ኣማኢት ዕጡቃትን ናብ ኢትዮጵያ ምውፃኦም፣ወትሃደራዊ ሚዛን ንጊዚኡ ከዛብዖ ይኽእል’ዩ፣ ኣብ መወዳእትኡ ግና ንዲምህትን ንግንባር ተቃወምቲ ኣብ ኤርትራን ግና ዝሃስይ ኣይኮነን’ ኢሎም ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:13 0:00

XS
SM
MD
LG