ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቱሪዝም ኣብ ኣኽሱም


ቱሪዝም ኣብ ኣኽሱም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:46 0:00

ቱሪዝም ኣብ ኣኽሱም

ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ልዕሊ 25-ሽሕ በጻሕቲ ሃገር ካብ ወፃኢ ሃገራት ንታሪኻዊ ሓድግታት እታ ከተማ ይርእዩ ከምዝነበሩ፥ ሎሚ ግና ናብታ ከተማ ይመጹ ከምዘየለው ቤትፅሕፈት ቱሪዝም እታ ከተማ ይሕብር።

ሚንስትሪ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብወገኑ ናይ ጉዕዞ ክልከላ ዝገበራ ሃገራት እገድአን ንከልዕላ ዘራረብከምዘሎ ኣፍሊጡ`ሎ።

ብኲናት ጉድኣት ዝወረዶም ሓድግታትን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ንምሕጋዝ ጠመተ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ እውን ምኽትል ሚንስትር ቱሪዝም ኣቶ ስለሺ ግርማ ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም ኣለዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG