ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ፡ ኣመዝገብቲ ዝለዓለ ነጥቢ-ኣንጻር ኵሉ መሰናኽላት

ክልል ትግራይ፡ ኣመዝገብቲ ዝለዓለ ነጥቢ-ኣንጻር ኵሉ መሰናኽላት
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:33 0:00

ክልል ትግራይ፡ ኣመዝገብቲ ዝለዓለ ነጥቢ-ኣንጻር ኵሉ መሰናኽላት

ኣብ ኢትዮጵያ ሎሚ ዓመት ኣብ ዝተዋህበ መርመራ መልቀቒ 12 ክፍሊ፡ ዝለዓለ ነጥቢ ዘመዝገቡ ክልተ ተመሃሮ ካብ ክልል ትግራይ’ዮም። እዞም ተፈተንቲ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ካብ ትምህርቲ ርሒቖም ዝጸንሑ’ዮም። ይዅን ደኣ እምበር በዚ ተስፋ ከይቆረጹ ነዚ ውጽኢት ረኺቦም ኣለው።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG