ዋሽንግተን —
ኣብ መላእ ክልል ሲዳማን ዝተወሰኑ ጣቢያታት ክልል ጋምቤላን ሎማዕንቲ ድምፂ ከምዝተውሃበ ቦርድ ምርጫኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።ትማሊ ዝተኻየደ ምርጫ ብዘይካ ኣብ ክልተ ጣቢያታት ኣብ ኩሎም ከባቢታት ብሰላም ምዝዛሙ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።ኣብዝተኻየደሎም ኩሎም ከባቢታት ምቑፃር ድምፂ ይዛዘም ከምዘሎ እውን ገሊፁ።
ብኻሊእ ዜና ምርጫ ንምዕዛብ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፀ ኣሜረካዊ ኣብ መደቀሲኡ መይቱ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ገሊፁ።