ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ሬክስ ቲለርሰን ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም ጅቡቲ ኣትዮም


ኣብ ኣፍሪቃ ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፍጽሙ ዘለው ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ሬክስ ቲለርሰን ሎሚ ጅቡቲ ኣትዮም።

ንሶም ብዛዕባ ጸጥታ፡ ውግእን ጸረ ግብረሽበራን፡ ዕድላት ወፍሪን ምስ መራሕቲ ጅቡቲ ተዘራሪቦም ኣለው።

ቲለርሰን ምስ ናይ ጅቡቲ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለን ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት ዓለምለኸ ምትሕብባር መሓመድ ዓሊን ተራኺቦም ፡ተዘራሪቦም። ብተወሳኺ ቲለርሰን ምስ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ጉዳያት ጅቡቲ ብምኻን ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG