ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ምርኢት መጻሕፍቲ ኤርትራ ኣብ ኤክስፖ ኣስመራ ይካየድ ኣሎ


Eritrea-Book-Fair
Eritrea-Book-Fair

ኣብ ኢንዱስትሪ ሕትመት ዝነጣጠፉ 140 ዝኾኑ ኣሕተምትን ውልቀሰባትን ይሳተፉ`ለዉ ተባሂሉ

Interview with Issac Yosief
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:04 0:00
መራገፊ

ኣብ`ቲ ኣብ ኤርትራ ቀጽሪ ኤክስፖ ዝካየድ ዘሎ ምርኢት፡ ኣብ ኢንዱስትሪ ሕትመት ዝነጣጠፉ 140 ዝኾኑ ኣሕተምትን ውልቀሰባትን ይሳተፉ`ለዉ -ከም ሓበረታ ኣወሃሃዲ`ቲ መደብ ኣቶ ኢሳቕ ዮሴፍ።

ዕላም`ቲ ምርኢት ፡ ብፍላይ መንእሰይ ወለዶ ናይ ምንባብ ባህሉ ንክዓቢ ምዃኑ `ውን ገሊጹ።

ብማእከላይ ግምት ኣስታት 100 ሺሕ ከምዝቕረበ`ውን ገሚቱ ኣቶ ኢሳቕ፡

ምስኡ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
XS
SM
MD
LG