ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝቕመጥ ተስፋምህረት ገብረመድህን፡ ንኣተዓባብያ ቖልዑት ትምልከት መጽሓፍ ጽሒፉ`ሎ "ሜላ ኣተዓባብያ ቖልዑ ኣብ ስደት" ዘርእስታ።
ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ተረኺቡ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ ምስማዕ ይክኣል
ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ተረኺቡ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ ምስማዕ ይክኣል
ካልኣይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ምስ ተስፎም