ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሚሶም ንሶማልያ ኣብ 6ተ ስርሒታት መቓቒልዋ


AMISOM
AMISOM
ኣብ ሶማልያ ዝተመደበ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ብተኸታታሊ ከተማታት ካብ ኣልሸባብ ይምንዝዕ ከምዘሎ ይገልጽ።

ኣብ ገለ እዋናት ድማ ኣል-ሸባብ ብዘይ ኩናት ነተን ከተማታት ገዲፍወን ከምዝኸይድ ይግለጽ ኣሎ።

ወሃቢ-ቓል ኣሚሶም ዓሊ ሑመድ፡ ቀንዲ ኣተሓሳሳቢ ኾይኑ ዘሎ ኣብ`ቲ ኣልሸባብ ገዲፍዎ ዝኸይድ ዘሎ ዝርኤ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው`ዩ ይብል።

ንምዃኑ፡ ኣብ ሶማልያ ሰራዊተን ኣዋፊረን ዘለዋ ሃገራት ኣበይ ኣበይ ተመዲበን ኣለዋ?

ኣሚሶም ንሶማልያ ኣብ 6ተ ስርሒታት ዝመቐላ ክኸውን ከሎ፡ ኡጋንዳ ኣብ ስርሒት ሓደ፡ ኬንያ ኣብ ስርሒት ክልተ፡ ኢትዮጵያ ሰለስተ፡ ጁቡቲ 4ተ፡ ብሩንዲ 5ተ፡ ሰራልዮን ኣብ ስርሒት 6ተ ኣለዋ።
AMISOM Divided Somalia in to 6 sectors
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:55 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG