ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጾመ-ኣርብዓ፡ ስለምንታይ ቀዲሙን ድሒሩን ይጅመር? ካህናት ይዘራረብሉ


Vatican Pope
Vatican Pope

ክልተ መራሕቲ ሃይማኖት ዓዲምና`ለና

ጾመ-40፡ ተጀሚሩ`ሎ። ኣብ ገሊኡ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ገሊኡ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ። ንምዃኑ ጾመ-ኣርብዓ፡ 40 መዓልታት ጥራሕ ድዩ? ወይስ 45 ወይ 55 መዓልታት`ዩ?

ክልተ መራሕቲ ሃይማኖት ዓዲምና`ለና።

ኣባ ግርማይ ኣብራሃ፡ ካቶሊካዊ ካህን ዘ - ማህበረ ሲታውያንን መምህር መጽሓፍ ቅዱስን ካብ ኣስመራ ኤርትራ ክኾኑ ኸለዉ፡ መላከ ገነት ቆሞስ ይትባረክ ተክለሃይማኖት ላዕላዋይ ሓላፊ ቤተ-ክርስትያን ምብራቓዊ ክሊ ትግራይ ኢትዮጵያ`ዮም።

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:30 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG