ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ንወይኒሃረግ ሃይለ(በኪ) ኣብ ጎንኺ ኣለና ይብሉ


Sidra

ን በኪ ንምሕጋዝን ኣጆኺ ንምባልን መደባት ኣዳሊና`ለና ይብሉ ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከቡ ስነ-ጥበባውያን

ኣብ`ዚ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝርከቡ ተዋሳእትን ሙዚቀኛታትን ንጽባሕ ቀዳም ባሕቲ መጋቢት ሓደ መደብ ኣዳሊዮም ኣለዉ ኣብ ክበብ ኤርትራውያን።
Beki.Photo
Beki.Photo

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ`ውን ከምኡ ንመጋቢት 22 ተዳሊዩ`ሎ ይብል ድምጻዊ ካሕሳይ በርሀ።
ኣብ ክፍለ-ግዝኣት መነሶታን ካልኦትን ዝርከቡ`ውን ን`በኪ ሓደ መርበብ ሓበረታ ኣዳልዮም ኣለዉ።
Sidona
Sidona

ኣብ`ዚ ናይ ሎሚ ፕሮግራም፡ ስነ-ጥበባውያን መሓሪ ገብረኣብን ታደሰ ዑቕባዝግን(ኣመሪካ) ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ካሕሳይ በርሀ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ሲዶና ረድኢ ድማ ካብ ኣስመራ ተሳቲፎም ኣለዉ፡

ንምስምዑ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡
XS
SM
MD
LG