ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተጨውየት ነፋሪቱ ካብ ስቕታ ውጺኡ፡ ግን ብዛዕባ ኩነታት ጨዋይ ሕጂ`ውን መብርሂ ክህብ ኣይደለየን


Ethiopian Plane Hijacked

ኣብ ድሕነት ተሳፈርትን፡ ተኣማንነት መንገዲ ኣየሮምን ኣተኩሮም ክሰርሑ ከምዝጸንሑ`ውን ተዛሪቦም

ወሃቢ ቓል`ቲ መንገዲ ኣየር ኣቶ ሄኖክ ተፈራ፡ " ኣብ ልዕሊ`ዚ ጉዳይ ርእይቶ ክንህብ ኣይንደልን ኢና። መርመራ ኸይተኻየደ እከለ`ዩ ጌርዎ፡ ምኽንያቱ`ኸ እንታይ`ዩ ዝብል ክንዛረብ ኣህንኽእልን ኢና" ኢሎም።

ኣብ ድሕነት ተሳፈርትን፡ ተኣማንነት መንገዲ ኣየሮምን ኣተኩሮም ክሰርሑ ከምዝጸንሑ`ውን ተዛሪቦም።

ንዝርዝር መንነት ጨዋያይ ዝምልከት ሕቶታት ግን ኣይመለሱን።

ሓጺር ጸብጻብ ኣብ`ዚ`ሎ፡
XS
SM
MD
LG