ሓጋዚ ፓይሎት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ነታ ናብ ሮማ ትበርር ዝነበረት ነፋሪት ናብ ጀነቫ ድሕሪ ምጭዋዩ፡ ብሰላም ኣዕሊብዋ፡ ንሱ ግን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ`ሎ።
ንሱ ነታ ነፋሪት ዝተቖጻጸራ እቲ ዋና ፓይሎት ናብ ሽቓቕ ምስ ከደ`ዩ።
እቲ ጨዋያይ፡ ኣብ ክሊ 30`ታት ዕድመ ዝርከብ ኮይኑ፡ ዝኾነ መሳርሒ ኣይነበሮን።
እታ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰት ነፋሪት፡ 202 ገያሾ ሒዛ ኔራ።
ኣንፈት በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮዽያ ተመልከቱ
http://gdb.voanews.com/D84BCE50-7800-49B1-92E9-022243DE46E8.png