ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ጸገም ኤለክትሪክ ኤርትራ እናተፍሔ ይኸይድ ኣሎ ይብል


Yemane-Gebreab
Yemane-Gebreab

ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ሓይሊ መብራህቲ ብቪኦኤ ዝተሓተተ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንተስፋ ዘይኮነ፡ ብግብሪ ንሰርሕ ኣለና ይብል።

ዝሓልፈ ቅንያት፡ ን ዑደት ፕረሲደንት ዖማር ኣልበሽር ስዒቡ ኣብ ኤርትራ ዝኣተወ ፍሉይ ልኡኽ ሱዳን ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ድሕሪ ምርኻቡ፡ ኣብ ጉዳይ ኤነርጂ ብሓባራ ክሰርሑ ምዝርራቦም ተገሊጹ ኔሩ።

ብዛዕባ`ዚን ካልእን ኣቶ የማነ ይምልስ፡
Yemane Ghebreab on Electricity
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:33 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG