ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በዓልቲ ቤት ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ንመጀመርያ ግዜ ምስኡ ተራእያን ተሳኢላን


Presidents wives

ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ እዋን`ዩ፡ ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ`ውን ምስ በዓል ቤታ ተራእያ

ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ዖማር ኣል በሽር ምስ በዓልቲ ቤቱ ኤርትራ ኣብ ዝበፀሓሉ እዋን`ዩ፡ ወ/ሮ ሳባ ሃይሉ`ውን ምስ በዓል ቤታ ተራእያ

ቅድሚ 4ተ ዓመታት ፕረሲደንት ኢሳያስ “በዓልቲ ቤትካ ምሳኻ ኣይትርኣይን፡ ስለምንታይ? ዝብል ሕቶ ቐሪብሎም ኔሩ። ሽዑ ሃገር ናይ ስድራቤት ዘምስል ስእሊ ክፈጥሩ ከምዘይደልዩን ኩሉ ሰብ ማዕረ ዕድላት ክረክብ መሰሉ ምዃኑን ተዛሪቦም ኔሮም።
ፕረሲደንት ኢሳያስን ወ/ሮ ሳባን፡ ሰለስት ደቂ ኣለውዎም፡ ኣብርሃም፡ ኤልሳን ብርሃነን።

ሽዕኡ ዝሃብዎ መልስን ብዛዕባ ስድራቤት ዝበልናዮን ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
XS
SM
MD
LG