ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ እስራኤል፡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣሸሓት፡ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም፡ ሕጂ`ውን ኣይንሰምዓኩምን ኢሎምና ይብሉ


Israel-African immigrants` Protest
Israel-African immigrants` Protest

ኣብ`ቲ ትማልን ሎሚን ዝተኻየደ ሰልፊ ልዕሊ 10 ሺሕ ከምዝተረኽቡ ካብ ቪኦኤ ዝተረኽበ ምንጪ ይሕብር

ኣብ`ቲ ትማልን ሎሚን ዝተኻየደ ሰልፊ ልዕሊ 10 ሺሕ ከምዝተረኽቡ ካብ ቪኦኤ ዝተረኽበ ምንጪ ይሕብር;

መንግስቲ እስራኤል፡ ንሕና ሓተትቲ ዑቕባ ክንስና፡ መስለና ግሂሱ ኣብ ማሕዩር ዳጉኑ፡ ካብ`ታ ሃገር ንኽንወጽእ ዝወጠኖ ፖሊሲ`ዩ ይብሉ እቶም ተሰለፍቲ።

እቶም ተሰልፍቲ፡ ብዙሓት ኢትዮጵያውያንን ሱዳናውያንን`ውን ከምዝነበርዎም ንምፍላጥ ተኻኢሉ`ሎ።

ንቪኦኤ ዝተዛረቡ ኤርትራውያን ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ክንከይድ ንመርጽ ይብሉ።
Israel-African immigrants` Protest
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:21 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG