ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ስያትል ዝመደበሩ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ባህላዊ ትካል ንጥፈታቱን -ካልኣይ ክፋል


Eritrean-American-Cultural-Institute

እቲ ትካል ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ኪነዉን፡ ኤርትራዊ ስነ-ጥበብን ባህልን ኣብ ምልላይን ምስፋሕን ይነጥፍ፡
ካብ መንጉኡ ከኣ ዳዕሮ ዘርእስታ ወርሓዊት ጋዜጣ እናሕተመ ናብ ኣንበብቲ ይዝርግሕ።

ምስ ክልተ ካብ ኣባላት ቦርድ (ኣባላት ቦርድ ሓረጉ ቀለታን ፍጹም ተስፋማሪያም ረባዕን) ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ምስማዕ ይክኣል፡
XS
SM
MD
LG