ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣህጉራዊ መጋባእያ ገበናት፡ ካብ ፖሊትካዊ መጋበርያ ሓያላት መንግስታት ክርሕቕ ኣለዎ ይብሉ ገለ ምሁራት ኢትዮጵያን ኤርትራን


ዶር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ዶር መሓሪ ታደለን ኣብ ኣሰራርሓን ኣድማዕነትን ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ገበናት ዓሚቕ ትዕዝብቶም የካፍሉ

ዶር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ዶር መሓሪ ታደለን ኣብ ኣሰራርሓን ኣድማዕነትን ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ገበናት ዓሚቕ ትዕዝብቶም የካፍሉ;
Listten to P2P-on-ICC and Africa
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:32 0:00
መራገፊ

ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ገበናት-ICC: ኣብ መራሕቲ ኣፍሪቃ`ዩ ዘተኩር ዝብል ነጥብን፡ መራሕቲ ኣፍሪቃ`ውን ነቲ ኣበሃህላ ካብ ፍትሒንምህዳም ይጥቀምሉ`ለዉ፡ ከም በዓል ኣመሪካ ዝበላ ሓያላት ሃገራት ንባዕለን ኣብ ውዕል ዘይፈረማ ክንሰን፡ ኣብ ልዕሊ ICC ተጽዕኖ ክገብራ ይደልያ ዝብሉን ካልኦት ዛዕባታትን ኣልዒሎም ተመያይጦም ኣለዉ።
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡
Listten to P2P-on-ICC and Africa
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:32 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG