ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሸይላ ኪቲሩት ብኹነታት ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ኣዝየ ተሻቒለ`ለኹ ኢላ


Araya Desta
Araya Desta

ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ድማ፡ ካብ ፖለቲካዊ ወገንነት ናጻ ኣይኮንክን ኢሉዋ

ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ሸይላ ኪቲሩት፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ናብ`ታ ሃገር ኸይኣቱ ተኸልኪለ`ለኹ ኢላ።

ሸይላ ኪቲሩት ሎሚ ናብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ብኹነታት ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ኣዝየ ተሻቒለ`ለኹ ኢላ።

ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ዝሃበ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ብወገኑ፡ እታ መርማሪት፡ ካብ ፖሊቲካዊ ወገንነት ናጻ ኣይኮነትን ኢሉ።

ምሉእ ጸብጻብ ተዳልዩ`ሎ
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:05 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG