ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢጣልያ ዝርከብ በዓል-ስልጣን ኢምባሲ ኤርትራ፡ ኣስከሬን ዜጋታትና ንምምላስ ንቀራረብ ኣለና ይብል

Mortuary vehicles wait outside a hangar where some of the bodies of Thursday's shipwreck are held, at the airport of Lampedusa, Italy, Oct. 4, 2013.
Mortuary vehicles wait outside a hangar where some of the bodies of Thursday's shipwreck are held, at the airport of Lampedusa, Italy, Oct. 4, 2013.

ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ገለ ኢርትራውያን፡ ንዝተእስሩ ብጾትና መግቢ ከይነብጽሓሎም ተኸልኪልና ይብሉ

ኣብ ሮማ ኣብ ዝርከብ ኢምባሲ ኤርትራ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ግርማይ ሃብተሚካኤል፡ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ናይ መጎዓዝያ ወጻኢታት`ውን ባዕለይ ክኸፍሎ`የ ምባሉ ይገልጽ።

ብኻልእ ወገን ፡ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ገለ ኢርትራውያን፡ ንዝተእስሩ ብጾትና መግቢ ከይነብጽሓሎም ተኸልኪልና ይብሉ

ወኪል UNHCR ኣብ ኢትዮጵያ ኪሱት ገብረዝግኣብሄር፡ብወገኑ፡ ሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን፡ ኢትዮጵያውያን ንወጻኢ ክኸዱ ይጥቀምሉ`ለዉ ንዝብል ሕቶ ኣይፋሉን፡ ብከምኡ ንምድንጋር ዝጥዕም ኣሰራርሓ የለን ኢሉ።

ንምሉእ ጸብጻብ
Listen to the Program
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:48 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG