ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይቶም ኣብ ላምፐዱሳ ኢጣልያ ዝጠሓሉ ኤርትራውያን ኣብ ዓዶም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ


The body of a drowned migrant is being unloaded from a Coast Guard boat in the port of Lampedusa, Italy, Oct. 3, 2013.

ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝፍጸም ዘሎ ገበናት፡ ኣብ ዓለማዊ መድረኻት ቀሪቡ ክምጉቶ መንግስቲ ኤርትራ ብመርትዖ ድልው ኣሎ ኢሉ ኣቶ የማነ

ብዛዕባ`ቲ መደብ ብዝምልክት ምስ ሰበስልጣን ኢጣልያ ንዘራራብ ኣለና ዝበለ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ዝርዝራቱ ኣብ ቀረባ ክፍለጥ ከምዝኽእል ሓቢሩ።

ምስ ኣቶ የማነ፡ ምስ ኣባ ሙሴ ከምኡ ድማ ምስ ወከልቲ EYSC ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡
XS
SM
MD
LG