ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ: ቀዳመይቲ መጽሓፍ ብዛዕባ ማሰ፡ ኣውሎን መልቀስን ትግርኛ


ብመምህር መኮነን ተስፋይ ንዝተጻሕፈት ፡ “እዝኒ መሰታ ቐዳሞት” ዘርእስታ መጽሓፍ መሰረት ብምግባር፡ ዶ/ር መንግስተኣብ ተስፋሃንስ ካብ ክፍለ-ግዝኣት Pennsylvania ፡ ደራስን ስነጥበባውን ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎ) ድማ ካብ ክፍለ-ግዝኣት Minnesota: ምስ ደራሲ ቐሪቦም ኣለዉ

ዶ/ር መንግስተኣብ ተስፋሃንስ ካብ ክፍለ-ግዝኣት Pennsylvania ፡ ደራስን ስነጥበባውን ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎ) ድማ ካብ ክፍለ-ግዝኣት Minnesota: ምስ ደራሲ ቐሪቦም ኣለዉ

ተሳተፍቲ፡ ብዛዕባ ኣብ ኣውሎን መልቀስን ዘለዎም ተገዳስነት፡ ጠቕምን መልእኽትን ማሰን መልቀስን፡ ኸምኡ ድማ ክመሓየሽ ዘለዎ ነገራት የዋግዑ።

ሊንጎ፡ ዶ/ር መንግስተኣብን፡ ደራሲ መምህር መኮነንን፡ ካብ`ታ መጽሓፍ ዝያዳ ባህ ዝብልኦም ማሰታትን መልቀስን`ውን ኣንቢቦም ኣለዉ፡

“እዝኒ መሰታ ቐዳሞት” ኣብ ኣውሎ፡ ማሰን መልቀስን ዝተጻሕፈት ቀዳማይቲ መጽሓፍ ምዃና ይንገር።

ንምሉእ ወግዕን ዕላልን ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ፡

XS
SM
MD
LG