ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፡ ዕላል ምስ ደያኑ ሽንግርዋ


ናይ ሎሚ ዓመት ኣዝዮም ሓያላት ተወዳደርቲ ዝተራእይሉ`ዩ ይብሃል

ኣብ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ዝቐረቡ ደያኑ ዮኤል ግደይ፡ ሓመድሳልሕ ሑሴን፡ ባርናባስ መብራህቱ፡ ናይ ሎሚ ዘመን 3ይ ዙርያ ውድድር ሽንግሩዋ፡ ንዓታቶም`ውን ይብድህ ምህላዉ ይኣምኑ። “ ካብ ዝሓለፈ 2ተ ውድድራት እዚ ኣዚዩ ዝሓየለ`ዩ”

ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝካየድ ዘሎ ናብ 5ይ ዙርያ ንምሕላፍ ዝግበር ውድድር፡ 10 ደረፍቲ ይውዳደሩ`ለዉ፡ ካብ`ዚኦም 5ተ ሓሊፎም። ድሕሪኡ እቶም ተዓወቲ 3ተ ክፍለጡ`ዮም።

ምስ ሰለስተ ደያኑ ንዝተገብረ ቃለመጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG