ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ሓደጋ ላምፐዱሳ ዝደሓኑ፡ ጣልያን ኣይግድን ይብሉ


ስደተኛ ከላምፔዱሣው አደጋ በኋላ
ስደተኛ ከላምፔዱሣው አደጋ በኋላ

ሰበ-ስልጣን ኢጣልያ፡ ነሕዋትና ኣብ ምድሓን ዝገበርዎ ጌጋ ከይኣክል፡ ሎሚ `ውን ነቶም ዝተረፍና ብኣጉል ተስፋ የጎናዱብና ኣለዉ ይብሉ

ካብ`ቶም ዝደሓኑ 155 ሰባት ሓደ ብርሃነ ፍቓዱ፡ ሬሳታት ብጾትና ብሓብር ጥርንፍ ኢሉ ናብ ኤርትራ ናብ ስድራቤታት ክርከብ ኢና ንሓትት ዘለና ይብል።
Lampedusa-Victims-10-23-13
Lampedusa-Victims-10-23-13

እንተኾነ ሰብ-ስልጣን ጣልያን ዝብሉናን ዝገብርዎን ሓደ ምምሳል ኣብዩና ይብል።

ኣብ ኣተሓሕዛ`ቶም ዝደሓንና እንተኾነ`ውን፡ ዝገበሩልና ጠመተ የለን፡ ገና ካብ`ታ ደሴት`ኳ ከውጹኡና ኣይከኣሉን ይብል።

ብኻልእ ወገን፡ እቲ ሓደጋ ክምርመር ፡ ነቕርቦ ዘለና ምሕጽንታ፡ዛጊድ ሰማዒ ዝረኸበ ኣይመስልን ይብል ብርሃነ ፍቓዱ ሓደ ካብ ኮሚቴ ዝደሓኑ ስደተኛታት።

ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Listen to the Program
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:02 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG