ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬት ኤርትራ ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር 'ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ


AMB ARAYA DESTA
AMB ARAYA DESTA

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ቕነ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኻፈለ ብኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ጉጅለ ኤርትራ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ሰራዊታ ካብ ልአላዊ መሬትና ክትስሕብ ፀቅጢ ክገብር 'ዩ ዘቅረብናዮ መፀዋዕታ ኢሎም ኣምባሳደር አርኣያ ደስታ ።

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ናይ ሕቡራት መንግስታት ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪቃን ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣምባሳደሩ ኣርኣያ ደስታ ከም ዝበልዎ ብመሰረት እቲ ብኮሚሽን ዶብ ዝተዋህበ ውሳኔን ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሉኣላዊ መሬት ኤርትራ ክስሕብ ሕብረት ኣፍሪቃ ጸቕጢ ክገብር መፀዋዕታ ኣቅሪብና ክብሉ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ገሊፆም ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:54 0:00

XS
SM
MD
LG