ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጽልኣትን መጥቃዕቲን ንምብዳህ ዝዓለመ ማሕበር ተመስሪቱ


ዓለም ለኸ ማሕበር ተጋሩ
ዓለም ለኸ ማሕበር ተጋሩ

ኣብ ዳለስ ቴክሳስ ዩ-ስ፣ ብተጋሩ ዝቆመት ‘ዓለም-ለኸ ስምረት ማሕበር’ ብሰንኪ ዘርኢ ዝፍጸም ኩሉ ዓይነታት በደል ንምምካት ንሓደ ዘይመንግስታዊ ትካል ከምዝቆመ’ ተሓቢሩ።

ድሕሪ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ድሕሪ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ነዚ ማሕበር’ዚ ንምምስራት ሓሳብ ከምዝመጸሎም’ውን ኣባላት’ታ ማሕበር ይዛረቡ።

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ፣ ኣምሓሩ፣ ኦሮሞቶት ይኹን ካልእ ህዝቢ ዘርኢ መሰረት ዝገበረ ጥቃዓቅ ክፍጸም ከሎ ደው ኢልና ኣይንርኢን፣ ክንብድሆ ኢና ይብሉ እቶም ኣባላት መሪሕነት።

ዘርኣዊ መጥቃዕቲን ኣድልዎን ወይካኣ በደል ተፈጺሙና ባሃልቲ ኣለኩም እንተኾይንኩም ብኢሜይል አድራሻ wfnadfw@gmail.com ወይካኣ ብቴለፎን 469-487-8082 ደዊልኩም ሓገዝ ክትረኽቡ ከምትኽእሉ'ውን እታ ማሕበር ኣፍሊጣ'ላ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:25 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG