ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ዛጊድ ሃለዋቶም ዘይፍለጡ እሱራት ተወላዶ ትግራይ


ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ዛጊድ ሃለዋቶም ዘይፍለጡ እሱራት ተወላዶ ትግራይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:17 0:00

ድሕሪ ስምምዕ ውዕል ፕሪቶሪያን ህወሓት ብፓርላማ ኢትዮጵያ ካብ ሽብር ምስራዝን ስቪላትን ኣባላት ሰራዊት ኢትዮጵያን ዝኾኑ ተወላዶ ትግራይን ሕዚ እውን ፈቖዶ ኣብያተ ማእሰርቲ ከምዝርከቡን ገሊኦም እውን ኣበይ ከምዘለውን ከምዘይፍለጥ ተሓለቕቲ መሰላት፣ ሰብ-ሞያ ሕጊ፣ስድራን ኣብ ቀረባ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣዋሽ ኣርባ ዝተፈትሑ ውልቀሰባትን ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፆም።

XS
SM
MD
LG