ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ምዱብ ስራሕ ፖሊስ ንዘይተመልሱ ተጋሩ ዝጣበቕ ትካል ክኸስስ ምዃኑ የጠንቅቕ


ናብ ምዱብ ስራሕ ፖሊስ ንዘይተመልሱ ተጋሩ ዝጣበቕ ትካል ክኸስስ ምዃኑ የጠንቅቕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:53 0:00

ኣብ ክልልን ፈደራላዊ ፖሊስን ዝሰርሑ ዝነበሩ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝበጽሑ ተወላዶ ትግራይ፡ ገና ናብ ግቡእ ስራሓቶም ከም ዘይተመልሱ ዝሓበረ “ህዩማን ራይትስ ፈረስት” ዝተባህለ ተሓላቒ ትካል፡ "እቲ ተግባር ንሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያን ስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያን ዝጠሓሰ’ዩ፡" ክብል ኣፍሊጡ። ምምሕዳራት ክልልን ፈደራልን ዝግበኦ ግብረ-መልሲ ምስ ዘይህብን ፍታሕ ምስ ዘየምጽእን፡ እቲ ትካል ክኸስስ ምዃኑ’ውን ኣጠንቂቑ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG