ኣዲስ ኣበባ —
ምስ ኲናት ክልል ትግራይ ተታሓሒዙ ተኣሲሮም ንዝጸንሑ ተወላዶ ትግራይ ዝዀኑ ወታሃደራዊ መኮንነት፡ ንኽፍትሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕረት እኳ እን ኣወጀ፡ ንጉዳዮም ብቐረባ ዝከታተለ ተሓላቒ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ግን ገና ልዕሊ 20 ኣብ ማእሰርቲ ምህላዎም ይሕብር። እቲ ትካል ወሲኹ ካብ መንጎ’ቶም ክሳብ ሕዚ ኣብ ማእሰርቲ ዘለዉ መኮንናት ገለ ብሰንኪ ኣተሓሕዛ መዝገብ ምድንጋር ምዃኑ ብምሕባር ቀልጢፎም ክፍትሑ ጸዊዑ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ