ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ሓዘን መዓልቲ ተኣዊጁ
ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ናይ ክልተ ዓመት ኲናት ህይወቶም ንዝሓለፉ ክብሪ ንምሃብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ጽባሕ ቀዳም ዝጅምር ናይ ሰለስተ መዓልታት መዓልቲ ሓዘን ኣዊጁ ኣሎ። ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዝሒ ናይቶም ህይወቶም ዝሓለፉ ከይጠቐሱ ከቢድ ዋጋ ከም ዝተኸፍለ ኣብቲ ዝሃብዎ መግለጺ ጠቒሶም።
ቅጥዒ