ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ዩኒቨርሲቲ ትግራይ ብዛዕባ ዝህብኦ ናይ ክብሪ ዶክትረይት መዛረቢ ኮይኑ


ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ክልተ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ቕነንዝተፈላለዩ ሰባት ዝሃበኦን ክህበኦ ተዳልየን ዝነበራን ናይ ክብሪ ዶክትሬት መካትዕን መዘራረብን ኰይኑ’ሎ።

ዩኒቨርስቲ ኣክሱም ንኣቶ ስብሓት ነጋ ናይ ግብሪ ዶክትሬት ሂባ’ል።

ዩኒቨርስቲ ዓዲ ግራት ድማ ንኣባል ፓርላማ ኣቶ ኣስመላሽ ወልደሲላሰ/ኣባይ ነብሶ/ ዝሸለመት እንትኸውን ኣቶ ኣስመላሽ ነቲ ሽልማት ኣይቅበልን ኢሎም ኣለው።

ብዛዕባ እቲ ሽልማት ዝተፈላለየየ ኣረኣእያ ንዘለዎም ሰባት ኣዘራሪብና ኣለና።

ክልተ ዩኒቨርሲቲ ትግራይ ብዛዕባ ዝህብኦ ናይ ክብሪ ዶክትረይት መዛረቢ ኮይኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:52 0:00

XS
SM
MD
LG