ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትግራይ ትዝክር፣ መጻኢ ኲናት ንኸይድገም ምሕጽንታ ይቐርብ


ትግራይ ትዝክር፣ መጻኢ ኲናት ንኸይድገም ምሕጽንታ ይቐርብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:43 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኲናት ህይወቶም ንዝሓለፈ ተዋጋእቲ ነበር ሓይልታት ትግራይ ሎሚ ሰኑይ 16 ጥቅምቲ 2023 ዝዛዘም ዘሎ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዝኽሪ ተኻዪዱ። ኣብዚ ንሰለስተ መዓልታት ዝጸንሐ መዓልቲ ሓዘን፡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ክልል ትግራይን ኣብ ደገ ዝቕመጡ ተወላዶ ትግራይን ናይ ክብሪ ዝኽሪ ክወሃብ ቀንዩ። ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ “እቲ እዋን ነብስና ክንፍትሽ ዝድርኽ’ዩ፡” ኢሎም።

XS
SM
MD
LG