ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ክልል ትግራይ፤ ሓደ ርብዒ ተመሃሮ ጥራይ ኣብ ዝተመልሱሉ፡ ንምትብባዕ ፈተነታት ይቕፅል
ኣብ ክልል ትግራይ ትምህርቲ ካብ ዝጅምር ካልኣይ ወርሑ ኣብ ዘቑጽረሉ ዘሎ፡ ዛጊት ግን ከባቢ ሓደ ርብዒ ናይ ተማሃሮ ጥራይ’ዮም ናብ መኣዲ ትምህርቲ ምምላሶም ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ይሕብር። ጠንቂ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ዘይምምላስ ብዙሕ ምኽንያታት እኳ እንተዀነ፡ ካብ መንጎ እቶም ካልኦት ሕጽረት ምግብና ተመሃሮ ብምዃኑ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ናይ ምግብና መደብ ጀሚሩ ኣሎ።
ቅጥዒ