ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ሱዳን ዝተመለሱ ተወላዶ ክልል ትግራይ ሓገዝ ከም ዘይረኸቡ ይገልፁ


ተመዛበልቲ ካብ ክልል ትግራይ ኣብ ሱዳን - ፋይል
ተመዛበልቲ ካብ ክልል ትግራይ ኣብ ሱዳን - ፋይል

ብሰንኪ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ ተወላዶ ትግራይ፣ ካብ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ሃዲሞም ናብ ዓዶም እኳ እንተተመልሱ፣ ንዝሓለፉ ልዕሊ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ረድኤት ከም ዘይረኸቡ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። እቲ ክልል ብወገኑ፡ ዓቕሚ ስለዘይብለይ ሓገዝ ከቕርበሎም ኣይከኣልኩን ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG