ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ሹመት ኣባላት ካቢነ መዘራረቢ ኮይኑ


መቐለ
መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:21 0:00

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ድሕሪ ነዊሕን ተኸታታሊን ግምገመን ኣኼባታትን፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝጸወዖ ህጽይጽ ኣኼባ ቤት ምኽሪ’ቲ ክልል፣ ን6 ሓደሽቲ ኣባላት ካቢነ ከምዝሾመ ገሊጽናልኩም ኢና።

ንምዃኑ እቲ ብወዛ፣ ንጠለባትን ትጽቢትን ለውጢ ህዝቢ ዝመለሰ ስጉምቲ ድዩ? ክልተ ኣጋይሽ ንክካትዕሉ ዓዲምና ኣለና። ካብ ቢሮ ኮሚኒከሽን ክልል ትግራይ ኣቶ ያሬድ ኣለምሰገድ ከምኡውን ካብ ዓረና መድረክ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ’ዮም። በትረ ስልጣን’ዩ ነቲ ክትዕ መሪሕዎ።

ብትረ ስልጣን'ዩ ነቲ መደብ መሪሕዎ፣ ሎሚ ቀዳማይ ክፋል'ዩ ዝቀርብ። ካልኣይ ክፋል ካልእ መዓልቲ ክንቅጽለሉ ኢና።

XS
SM
MD
LG