ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቱሪዝም ትግራይ ንምጅማር እንታይ ይሓትት?


ቱሪዝም ትግራይ ንምጅማር እንታይ ይሓትት?
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:34 0:00

ኣቀዲሙ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ጸኒሑ ድማ በቲ ኣዕናዊ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ በዂሩ ንዝጸንሐ ጽላት ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምጅማር፡ ፈላማይ መስርሕ ጀሚሩ ኣሎ። እንተኾነ፡ ትሕተ-ቅርጺ ኣብ ዝዓነወ፡ ሰራሕተኛታት ሞያ ኣብ ዝቐየሩሉን መስመራት መራኸቢታት ኣብ ዝተብትከሉን እቲ ስራሕ ንምብርባሩ እንታይ የድሊ?

XS
SM
MD
LG